Fana: At a Speed of Life!

ጂቡቲ ኣተውቲ ፅዕነታት ካብ ወደብ ብቕልጡፍ ናብ ኢትዮጵያ ንኸኣትዉ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጂቡቲ ናይ ኢትዮጵያ ኣተውቲ ፅዕነታት ካብ ወደባታን ናፃ ቀጠናታትን ናብ ዝተፈላለዩ መባፅሕቲ ኢትዮጵያ ብቕልጡፍ ንምጉዕዓዝ ብዕቱብ ንምስራሕ ምስምዕማዓ ገሊፃ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋየ ምስ ኣቦ መንበር በዓል መዚ ወደባትን ናፃ ቀጠናን ጅቡቲ ኣቡበከር ዑመር ሃዲ ኣብ ዓለም ለኸ ናፃ ንግዲ ቀጠና ዘድሃበ ልዝብ ተገይሩ፡፡

ኣብ ብዙሓት ጉዳያት ውፅኢታዊ ልዝብ ከምዝገበሩን ኣብ ስምምዕ ከምዝበፅሑን ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ ምስ ወደብ ጅቡቲ ዘራኽብን እናተሃነፀ ዝርከብ መገዲ ኣስፋልት ጋላሞ – ኣስፋልት ምቅልጣፍን ብህፁፅ ተዛዚሙ ናብ ስራሕ ምእታው ከምዝግባእ እውን ክልቲኦም ወገናት ተስማዕሚዖም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.