Fana: At a Speed of Life!

ጦር ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባሩ ተሓቢሩ።

ጊዜያዊ የተኩስ አቁሙ በበርካታ የዩክሬን ከተሞች ከዛሬ ጀምሮ እንደሚተገበር ሲ ጂ ቲ ኤን ዘግቧል

እቲ ግዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ዩክሬን ከምዝትግበር ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

ንዜጋታት ሰብኣዊ መተሓላለፊ ንምትዕርራይ ዝዓለመ ምቁራጽ ተኹሲ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.