Fana: At a Speed of Life!

ምትሕበባር ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ሄኖክ ተፈራ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም።

ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ገለፃ ገይሮምሎም።

ካብዚ ሓሊፉ ድማ ሓገዝ መሓዙት ተወሲኹዎ ሰላምን ልምዓትን ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ብዛዕባ ትገብሮ ምንቅስቓስ መብርሂ ምሃቦም እቶም ኣምባሳደር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣስፊሮም።

ካብዚ ብተወሳኺ ምትሕብባር ኢትዮጵያ-ፈረንሳይ/ ሕብረት ኣውሮፓ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ እውን ዘተ ተገይሩ ኢዩ።

ኣብቲ እዋን ዘተ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ኣብ ስትራስቡርግ ተሳቲፎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.