Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘይቲ ብልዒ ብሕቡእ ሒዞም ንምህዳም ዝፈተኑ ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ንሕብረተሰብ ዝውል ዘይቲ ብልዒ ብሕቡእ ሒዞም ንምህዳም ዝፈተኑ ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ብዘይግቡእ ሃለቕቲ ምግቢን ካልኦት ጥረ ኣቕሑትን ዝዕሽጉን ዝሓብኡን ደለልቲን ነጋዶን ንምቁፅፃር ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ናብ ተግባር ከምዝተኣተወ ይፍለጥ።

ስለዝኾነ ድማ እቲ ግብረ ሓይሊ ትማሊ ለይቲ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሕብረተሰብ ዝውዕል ዘይቲ ብልዒ ብሕቡእ ሒዞም ንምህዳም ዝፈተኑ ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዐሎም ተገሊፁ፡፡

እቲ ምምሕዳር ከተማ ሕዚ እውን ሰፊሕ ክትትል ብምግባር ዘይሕውያን ናብ ሕጊ ከምዘቕርብ ምሕባሪ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.