Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ክልላት ብሕልፈት ብፁእ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልላት ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

መንግስቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ብሕልፈት ብፁእ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፁ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ብሕልፈት ብፁእ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ብሽም መንግስቲን ህዝቢን እቲ ክልል ገሊፆም።

ብኻሊእ ወገን ከንቲባ ምምሕዳር መንግስቲ ድሬዳዋ ከድር ጁሃር፥ ብዕረፍቲ ቅዱስነቶም ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ብምግላፅ፤ ንመላእ ተኸተልቲ እቲ እምነት ፅንዓት ተመኒዮም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.