Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ ጉባዔ ኣገኘሁ ተሻገር ብሕልፈት ፓትረያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባዔ ኣገኘሁ ተሻገር ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

“ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ካብዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዮም ብሽመይን ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢን ዝተሰመዐኒ ዓሚቕ ሓዘን እናገለፅኩ፤ ነብሶም ኣብ ኣፀደ ገነት ንኸንብራ ይምነ” ኢሎም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.