Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ‘‘ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆርዮስ ናብ ኣምላኾም ከይዶም’’ ዝበላ እንትኾና፥ ንኣዝማዶምን መላእ ኢትዮጵያውያንን ዝተሰመዐን ዓሚቕ ሓዘን ገሊፀን፡፡

ፈጣሪ ነብሶም ኣብ ገነት የዕርፎ ዝበላ እተን ፕሬዚዳንት፥ ብኽብሪ ንሰንዮም ክብላ ገሊፀን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.