Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕብራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፥ ተፈላሊዮም ዝነበሩ ክልቲኦም ሲኖዶሳት ናብ ሓደ ንኽመፅኡ ቅዱስነቶም ወሳኒ ግደ ከምዝተፃወቱ ኣዘኻኺሮም።

“ንነገራት ብኣርምሞ እናተመለከቱ ንሃርና ብፀሎት ይሕግዙ ነይሮም” እውን ኢሎም።

ኣብዚ እዋን ነዐኦም ምስኣን ከቢድ ጉድኣት ከምዝኾነ ዝገለፁ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ “ንኹልና ፅንዓት ይምነ“ ኢሎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.