Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምምሕያሽ ጥዕና ሰገናትን መናእሰይን ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕያሽ ጥዕና ሰገናትን መናእሰይን ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተሳሊጡ።

እቲ መድረኽ ብሚኒስቴር ጥዕና ዝተዳለ እንትኸውን፥ ምምሕያሽ ጥዕና ሰገናትን መናእሰይን ዝምልከት ስትራቴጂ 5 ዓመት ዘፋልጥ መድረኽ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ክሊ ምምሕያሽ ጥዕና ሰገናትን መናእሰይን ምስራሕ ካብ ጥዕና ብተወሳኺ ብብርኪ ሃገር ናይ ባዕሉ ረብሓ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ኣብ ኢትዮጵያ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ መንእሰይን ሰገናትን ኣብ ጥዕና ዝሓሸ ተረባሕቲ ንምግባር ክስራሕ ይግባእ ተባሂሉ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.