Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ዕድላትን ኣማራፂታትን ኢንቨስትመንት ዝምልከት መብርሂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ቤት ምኽሪ ኢንዱስትሪ ኢስታንቡል ኣብ ዘሰናድኦ ሴሚናር መርበብ ሓበሬታ ተሳቲፈን።

እተን ኮሚሽነር ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ዕድላትን ኣማራፂታትን ኢንቨስትመንት ኣመልኪተን መብርሂ ምሃበን ተገሊፁ።

እቲ ሴሚናር፥ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘለዉ ልምዲታትን ዕድላትን ንምፍላጥ ሓሳብ ከምዝነበሮ ምሕባረን ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብና ሓሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.