Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ቦረና ዞን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋርም ኣፍሪካን ኤስ ኦ ኤስ ሳህልን ዝተብሃሉ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ መኖ እንስሳት ገይሮም።

መካየዲ ስራሕ ኮሙዩኒኬሽን ፋርም ኣፍሪካ መድሃኒት ገብረሚካኤል፥ እቲ ድርቂ ኣብ ልዕሊ እንስሳት ዝበፅሕ ጉድኣት ንምንካይ ዝዓለመ ሓገዝ ከመዝኾነ ብምሕባር፤ ፋርም ኣፍሪካ ድርቂ ብዘላቕነት ክተርፍ ንምግባር ኣብ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፀን፡፡

ብመንፅር እቲ ፀገም እኹል ከምዘይኮነ ዝተሓበረ እንትኸውን፥ ብዝተጠናኸረ መልክዑ ንምድጋፍ ክስርሑ ኢዮም ተባሂሉ።

ሓገዝ ዝተገበረሎም ክፋላት ሕብረተሰብ እውን ንዝተገበረሎም ሓገዝ ብምምስጋን ዝግበሩ ሓገዛት ተጠናኺም ንኅቕፅሉ ሓቲቶም።

ብኣፈወርቅ እያዩን ታሪኩ ለገሰ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.