Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ካምሃ ኣትሌት ግርማዊት ገ/እግዚአብሄር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ካምሃ ኣትሌት ግርማዊት ገ/እግዚአብሄር ተዓዊታ።

ኣትሌት ግርማዊት ገ/እግዚአብሄር 1:04:14 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ተዓዊታ።

ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ቦሰና ሙላቴ 1:05.46 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ነቲ ውድድር ሓምሻይ ደረጃ ብምሓዝ ከምዝዛዘመቶ ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.