Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ንክልል ሶማሌ ዝኸውን 64 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ምላሽ ንመሃብ ዝውዕል 64 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምዝገበረ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ገሊፆም።

ካብ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ፥ ካብ ውሽጢ እቲ ዝተመደበ 38 ሚሊየን ዶላር ሕዚ ዝወሃብ ከምዝኾነ ብምግላፅ ባንኪ ዓለም ንዝገበሮ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.