Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ሰባት ንምድጋፍ ናብ ባሌ ሮቤ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ሰባት ንምድጋፍ ናብ ባሌ ሮቤ ኣምሪሐን።

ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዞን በምኽኒያት ድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት እቲ ምምሕዳር ዝገብሮ ደገፍ ዕላዊ ክገብራ ኢየን ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.