Fana: At a Speed of Life!

መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ሎሚ ኣብ ብራስለስ ቤልጂም ምስላጥ ጀሚሩ።

እቲ ጉባኤ ሎሚን ፅባሕን ዝካየድ እንትኸውን፥ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ተሳተፍቲ ኮይኖም።

ኣብቲ ጉባኤ እቶም መራሕቲ ልዑል ምዕባለ ዕላዊ ንምግባር ከመይ ምስራሕ ከምዘለዎም ዘርእዩ ሓሳባትን ፀፅታን ድሕንነትን ብዝምልከት ክዛተዩ ኢዮም ዝበል ትፅቢት ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኢ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ብዙሓት መራሕቲ ኣብቲ ኣኼባ እናተሳተፉ ይርከቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.