Fana: At a Speed of Life!

ካቢኔ ክልል ሶማሌ ፍርቂ ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ንኽፀድቕ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ክልል ሶማሌ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ፍርቂ ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ንኽፀድቕ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።

እቲ ተወሳኺ በጀት ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ንሓደጋ ድርቂ ምላሽ ዝውዕል ከምዝኾ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ብፍላይ ንመዕደጊ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ምግቢ፣ ንጥዕናን ቀረብ መኖ እንስሳን ዝምደብ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ካቢኔ ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዝተፈላለዩ ደምቢታትን ረቀቕቲ ኣዋጃትን ውሳነ ብምሕላፍ ናብ ቤት ምኅሪ እቲ ክልል ከምዝመርሐ ካብ ኮሙዩኒኬሽ ክልል ሶማሌ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ቤት ምኽ እቲ ክልል ቀዳም ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ፥ እቲ ካቢኔ ዘመሓላለፎም ተወሳኺ በጀት፣ ደምቢታትን ኣዋጃትን ምሰፅደቐ ተግባራዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.