Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ መረፃ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዝቲ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ህንፀት መድብለ ፓርቲ፣ መረፃን መረጻ ተንከፍ ጉዳያትን፣ ሕገ-መንግስታዊ ጉዳያት፣ ህንፀት ትካላት ዴሞክራሲ፣ ልዕልነት ሕጊን ኣካላት ኣፈፀምቲ ሕጊን፣ ጉዳይ ፖሊሲ ወፃኢ፣ ምስረታ ሃገረ መንግስቲ፣ ሰናይ ምምሕዳርን ካልኦት ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ዘተኮረ ኢዩ።

ብፓርቲታት እናቐረቡ ዝነበሩ ስምዕታታት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ከምዘፃረየ ብምሕባር፤ ዝተፃረየ ፀብፃብ ምቕራብ ድማ ኣካል እቲ ዘተ ኮይኑ ከምዛዕባ እቲ ዘተ ኮይኒ ተታሒዙ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣካቢት ቦርድ መረፃ ብርቱካን ሚደቅሳ ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓታት እቲ ቦርድን ኣመራርሓታት ፓርቲታት ፖለቲካን ተሳተፍቲ ኮይኖም።

ብለይኩን ኣለም

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.