Fana: At a Speed of Life!

ካብ ዝሓለፉ ሰሙናት ጀሚሩ ፍርያት ሸገር ባኒ ምቕራብ ከምዘይተኸኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸገር ባኒ ንልዕሊ ሓደ ወርሒን 15 መዓልቲን ቀረብ ባኒ ከምዘቋፀ ሰራሕተኛታትን ተጠቀምቲን ሸገር ባኒ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፆም።

ብፍላይ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ቀረብ ዳቦ ምቁራፁ ንፀገም ከምዘቃለዖምን ሰራሕተኛታት እውን ስረሖም ብምቁራፆም ከምዝተፀገሙን ገሊፆም፡፡

ሓላፊ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ኣደም ኑር ብግደኦም፥ ኣብዚ ሰሙን ባኒ ምቕራብ ዘይተኸኣለ ብኽልተ ምኽንያታት ከምዝኾ ተዛሪቦም።

እቲ ሓደ ምስ ወሰኽ ዋጋ እታወት ተተሓሒዙ ንዝተለዓለ ሕቶ ምላሽ ክሳብ ዝመፅ እናተፀበዩ ስለዝኾ እንትኾ፥ እቲ ካልኣይ ምኽንያት ድማ ኣብ ዓመታዊ ሰርቪስ ፅገና ማሽን ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝተፈጠረ ክፍተት ብቅልጡፍ ብምፍታሕ እቲ ፋብሪካ ናብ ስራሕ ንኽምለስ ከምዝግበር እውን ኣብሪሆምን፡፡

ብሲሳይ ጌትነት

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.