Fana: At a Speed of Life!

ኣኼባ ማሕበር ኣፈፃምቲ ኮሚቴ ትካላት ፀረ ግዕዝይና ምብራቕ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ኣኼባ ማሕበር ኣፈፃምቲ ኮሚቴ ትካላት ፀረ ግዕዝይና ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ኣኼባ ልኡኻት ኡጋንዳ፣ ሩዋንዳ፣ ደቡብ ሱዳንን ኬኒያን ከምኡ እውን ኮሚሽነራት ኮሚሽን ፀረ-ግዕዝይና ክልላትን ፌዴራልን ይሳተፉሉ ኣለዉ፡፡

ኮሚሽነር ኮሚሽን ፀረ-ግዕዝይና ኢትዮጵያ ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ኣብቲ መድረኽ ብዝገበሩዎ ዘረባ፥ “ግዕዝይና ምውጋእ ናይ መንግስቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ኩሎም ዜጋታት ሓላፍነት ኢዩ” ምባሎም ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የርድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Twitter (https://twitter.com/fanatelevision)

FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision) | Twitter

The latest Tweets from FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision). Radio Fana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.