Fana: At a Speed of Life!

ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይቨር ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ልዕሊ 96 ሚኢታዊ በፂሑ – ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይቨር ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ልዕሊ 96 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ ገሊፆም።

ኣብ ፌስቡክ ገፅ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ምስ ኣድሚናትን ኤዲተራትን እቲ ገፅ ዝተተሓሓዘ መጥቃዕቲ ከምዝኾ ገሊፆም።

ዋና ኣድሚን ፌስቡክ ገጽ ዋልታ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ከምዘይኮነ ዶ/ር ሹመቴ ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ብምሕባር፤ ፌስቡክ አካዉን እቲ ገፅ ኣክሰስ ንኽገብሩ ሓላፍነት ዝወሰዱ ኣካላት እውን እቲ ጥቕዓት ንኽፍጠር ግደ ከምዝነበሮምኣብሪሆም።

ብፍላይ ሓደ ኣድሚን ፌስቡክ ዝተለኣኸሉ ናይ ጥፍኣት ልኽቶ ዘለዎ ሊንክ ብዘይጥንቃቐ ብምኽፋት ጥቕዓት ንኽፍፀም ግደ ከምዝነበሮ ኣብሪሆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Twitter (https://twitter.com/fanatelevision)

FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision) | Twitter

The latest Tweets from FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision). Radio Fana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.