Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ ሎሚ ከመርቕ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ እዩ።

እቲ ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ እቲ ባንኪ ልዕሊ መሬት 209 ነጥቢ 15 ሜትሮ ብራኸ ዘለዎ እንትኸውን፥ ብዓል 53 ደብሪ እዩ።

ኣብ ውሽጡ ድማ ናይ ቢሮ ኣገልግሎት ካብ ዝህቡ ብተወሳኺ መአከቢ ኣዳራሻት፣ ሙዚየምን ሲኒማ ቤትን ዘካተተ እዩ።

እቲ ህንፃ ክሳብ 1 ሺሕን 500ን መካይን ምሓሓ ዝኽእል ደው መበሊ መካይን ኣለዎ።

5 ዓመትን 11 ኣዋርሕን ዝወድአ እቲ ህንፃ 303 ሚሊየንን 500 ሺሕን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ተጌሩሉ።

ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 117 ዓመታት ዘቑፀረ ታሪክ ስራሕ ባንኪ ኣሰር ኣቐሚጡ ዝሓለፈ፤ ኣብ 1935 ዓ.ም ብ1 ሚሊየን ማርያትሬዛ ካፒታል ዝተመስረተ ናይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ባንኪ እዩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Twitter (https://twitter.com/fanatelevision)

FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision) | Twitter

The latest Tweets from FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision). Radio Fana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.