Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ዝኸፍአ ደርቂ ንዝጋጠመን 15 ወረዳታት ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ይግበር ኣሎ

ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ዝኸፍአ ደርቂ ንዝጋጠመን 15 ወረዳታት ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ይግበር ከምዘሎ ቢሮ ልምዓት ገንዘብን ኢኮኖሚን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

እቲ ደፍ ን62 ሺሕን 336 መራሕቲ ተረባሕቲ ዝገብር ከምዝኾነን ካብ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዝተረኸበ ከምዝኾነን ተሓቢሩ።

ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሙሁየዲን ኣብዲ፥ እቲ ደገፍ ነቶም መራሕቲ ስድራ መጠነኛ አኮኖሚያዊ ዓቕሚ ዝፈጥር ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

አቶ ሙህየዲን አክለውም ፥ አሁን ላይ የክልሉ መንግስት የካፒታል የልማት ስራዎችን በማቆም የአርብቶ አደሩን ህይወትና እንስሳት የመታደግ ሙሉ ትኩረት ሰጥቶ እየሰራ እንደሚገኝም ነው የገለጹት፡፡

ኣብ ቀፃሊ እውን ትሑት ናብራ ንዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ምግቢ ውሕስነኦም ንምርግጋፅ ዝዓለመ ምስ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ብምዃን ናይ 500 ሚሊየን ብር ናይ ምድጋፍ ስራሕ ከምዝስራሕ ምግላፆም ካብ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.