Fana: At a Speed of Life!

ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ከተማ ኣሶሳ ዘህንፆ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ወረዳ ኣሶሳ ቀበሌ ባሮ ዘህንፆ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ኣጀሚሩ።

ርእሰ ምመርሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን እምነ ኹርናዕ ናይቲ ቤት ትምህርቲ ዘንበሩ እንትኾኑ፥  ህንፀቱ እውን ኣጀሚሮም።

ብ79 ሚሊየን ብር ንዝህነፅ እቲ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ፥ መህነፂኡ ብበጀት ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ከምዝሽፈን ተገሊፁ፡፡

ሰላምን ልምዓትን ክልቲኦም ክልላት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝተጀመሩ ሓበራዊ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ክልቲኦም ርእሳነ ምምሕዳር ገሊፆም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.