Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብ79 ሚሊየን ብር ንዝህነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቦሩ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ክልላዊ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብ79 ሚሊየን ብር ንዘህንፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቦሩ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ።

እቲ እምነ ኹርናዕ፥ ርእሰ ምመርሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላን ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉን ኢዮም ኣንቢሮምዎ።

ኣይተ ሽመልስ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ እቲ ቤት ትምህርቲ ምህናፅ ዘድለየሉ ምኽንያት ተረባሕነት ትምህርቲ ዝቢታት ክልቲኦም ክልላት ንምርግጋፅ ኢዩ።

ኣብ ሞንጎ ክልላት ኦሮሚያን ጋምቤላን ካብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ንደሓር ብልምዓት ዝግበር ምትሕብባር እናተጠኛኸረ መፂኡ ኢዩ ዝበሉ ድማ ርእሰ ምምሕዳር ክልልለ ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ኢዮም።

እቲ ቤት ትምህርቲ፥ ኣብ ውሽጢ ሸሞንተ ኣዋርሕ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ከምዝበቅዕ ምግላፆ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.