Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ደባርቕ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተምሃሮ ከምዝቕበል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደባርቕ ካብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ቀዳማይ ዓመት ተምሃሮ ከምዝቕበል ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ዩንቨርስቲ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ኣብ ዘሎ ምድላው ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ቦርድ፣ መምህራንን ሰራሕተኛታት እቲ ምምሕዳርን ተሳቲፎም።

ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ጀጃው ደማሙ፥ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ዝገጠማ ፀገም እቲ ምምሃር ምስትምሃር ብእዋኑ ከምዘይጀመረ ተዛሪቦም።

ሐዚ ግን እቲ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ምዝዛሙ ተዛሪቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.