Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔታ ዌበር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ተዛቲዮም።

ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ከምብሓዱሽ ኣብ ዓፋር ጎንፂ ንምቕፃል ኣብ ልዕሊ ቁሳዊን ሰብኣዊን ሃፍቲታት ጉድኣት እናብፀሐ ከምዝርከብ ኣብሪሆም።

ብህወሓት ዝተኸፈተ ጎንፂ ናብ ትግራይ ዝግበር ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ዕንቅፋት እናፈጠረ ከምዝኾነ እውን ገሊፆምለን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.