Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ትምህርቲ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ትምህርቲን ምትሕብባር ኢትዮ-ሩሲያ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ ምስ ኣምባሳደር እታ ሃገር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌት ተረኪን ተዛቲዮም።

ዘተኦም ድማ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ትምህርቲን ምትሕብባር ኢትዮ-ሩሲያ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድጀሃበ ኢዩ፡፡

ፕሮፌሰር ብርሃኑ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ሳይንስን ትምህርቲን እናተኻየዱ ዝርከቡ ትልሚታት ምምሕያሽ ዝምልከት መብርሂ ገይሮም።

ክልቲኦም ሓለፍቲ ንሃገሮምን ህዝቦምን ሓበራዊ ተረባሕነት ኣብ ዘለዎም ጉዳያት ብምትሕባር ምስራሕ ተጠናኺ ክቕፅል ምስምዕመዖም ካብ ኤምባደሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓብሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.