Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ተምሃሮ ተቐቢሉ ትምህርቲ ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ተምሃሮ ተቐቢሉ ትምህርቲ ምሃብ ከምዝጅምር ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ኣበበ ግርማ ገሊፆም።

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕንወትን ዘረፋን ዝበፅሖ እቲ ዩኒቨርሲቲ ስራሕቲ መሊስካ ፅገና ብምግባር ካብ 7 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ናይ ምሸት ተምሃሮ ተቐቢሉ ዳግም ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ክጅምር ኢዩ ኢሎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.