Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ  ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልውውጥ ልምዲ ንምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ጉጅለ  ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዑደት ይገብር ኣሎ።

እቲ ብሚኒስቴር ሕርሻ ናይጄሪያ ሙሃመድ ማሃሙድ ኣቡበከር ዝምራሕ ልኡኽ፥ 7 ኣመሓደርቲ ግዝኣታት ሓዊሱ 30 ኣባላት ዘካተተ ኢዩ፡፡

ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ቡልቡላ ዝተዓዘበ እንትኸውን፥ ኣብ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ዑደት ከምዝገብሩ እውን ካብ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.