Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳ ባዮን ጉጅለ ልኡኾምን ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ዑደት ገይሮም።

ዳይሬክተር ዶክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው ነቶም ዑደተኛታት እቲ ትካል ኣብ ክሊ ዝሰርሖም ስራሕቲ መብርሂ ሂቦም።

ብተወሳኺ እቲ ኤጀንሲ ዝርከበሉ ማእኸል ተውህቦ ልምዓት ሳይበርን ዲጂታል ኤግዚብሽንን ኣርእየምዎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.