Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ብዝኾነ ኩነታት ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ብዝኾነ ኩነታት ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊነን።

“እቲ ዋዕላ ዕውት በዝኾነ ኩነታት ንክዛዘም መላእ ነበርቲ ከተማና ንዝገበርክምዎ ፍፁም ኢትዮጵያ ምቕባልን ክብርን ኣጋጥሽ ልባዊ ምስጋናናን ናእዳናን ንገልፅ” እውን ኢለን።

መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንእትዮጵያ ዝተፈለየ ትርጉም ከምዘለዎ ብምርዳእ ከባቢኦም ብምፅራይ፣ እታ ከተማ ብምፅብባቕ፣ ብመብራህቲ ብምድማቕን ብዝተፈላለዩ ኣፍሪካዊ ክብሪታት ብምምልኻዕን ነቲ ዋዕላ ድምቀት ብዝተፈለ እወንታዊ ሃገራዊ ሰምዒት ሓላፍነቶም ንዝተዋፅኡ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት እውን አመስጊነን።

ኣብ እዋን እቲ ዋዕላ ዝተርኣየ ምትሕብባርን ሓድነትን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪበን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.