Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር ጣሊያንን ዘፈር ጥዕና ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴን ዘፈር ጥዕና ንምጥንኻር ኣብ ዝግበረ ምትሕብባር ዘድሃበ ልዝብ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝገብረኦ ምትሕብባር ንምጥንኻርን ኣብ ለበዳ ኮቪድ-19 ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝክእሉሎም ጉዳያት ኣልዒሎም፡፡

እተን ሚኒስትር፥ ጣሊያን ኣብ ዘፈር ጥዕና ንኢትዮጵያ ንእትገብሮ ዘይተሓለለ ሞያዊ ሓገዝ ኣመስጊነን፡፡

ኣምባሳደር ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ብግደኦም፥ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘለወን ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምርግጋፆም ካብ ኤምባሲ ጣሊያን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.