Fana: At a Speed of Life!

ክልል ሃረሪ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ክልል ሶማሌ ዝውዕል ብር 10 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ ኣብደላን ዝተመርሐ ላዕለዎት ሓለፍቲን ኣቦታት ሃይማኖትን እቲ ክልል ዘካተተ ልኡሕ ሎሚ መዓልቲ ናብ ጂግጂጋ ኣቲዩ።

እቲ ልኡኽ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕረተሰብ ዝውዕል ብር 10 ሚሊየንን 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነትን ኣረኪቡ፡፡

እቲ ሓገዝ ድማ ርእሰ ምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ተረኪቦምዎ፡፡

እቲ ልኡኽ ኣብ ቀፃሊ ምስ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ክዝትዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብፈቲያ ዓብደላን ጌታሰው የሽዋስን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.