Fana: At a Speed of Life!

ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ክሳብ 6 ጥሪ ከምዝቕፅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምጥያሹ ስዒቡ ምጥቋ ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ካብ 26 ታሕሳስ ጀሚሩ እነሳቐፀለ ከምዝርከብን ክሳብ 6 ጥሪ ከምዝቕፅን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ።

ኣበቲ ከይዲ ጠቆምቲ ዘልዕሉዎምን ክብራህርሁሎም ዝደልዩዎምን ጉዳያት ኣመልኪቱ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናሓተቱ ይርከቡ ዝበለ እቲ ባይቶ፥ ዜጋታት ነቲ ጉዳይ ትኹረት ሂቦም ከምዝተኸታተሉዎን ነቲ ጉዳይ ኣድህቦ ምሃቦምን ንኢዱ፡፡

ዝጥቆሙ ሕፁያት ብመንፅር ዘለዎም ልዑል ሃገራዊ ሓላፍነት፤ ጠቆምቲ ዝሕብሩዎ ሰብ ዝተማለአን ጭቡጥ ፍልጠት ክህልዎም ከምዝግባእን ብምሕባር፥ በዚ ብርኪ ተሓሲቡሉን ምድላው ተገይሩሉን ጥቆመቀ ክግበርን ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ።

አንድ ጠቋሚ መጠቆም የሚችለው አንድ ግለሰብ ብቻ መሆኑንም ም/ቤቱ አስገንዝቧል

ሓደ ሰብ ንሓደ ሕፁይ ጥራሕ ክጥቁም ከምዝኽእል እቲ ባይ ምሕባሩ እውን ኣገንዚቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.