Fana: At a Speed of Life!

ንሕና ኢትዮጵያውያን ኣርሒቕና ብምሕሳብ መፃኢና ብምህናፅ ህልውና ኢትዮጵያ ክነቕፅል ኢና – ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንሕና ኢትዮጵያውያን ኣርሒቕና ብምሕሳብ መፃኢና ብምህናፅ ህልውና ኢትዮጵያ ክነቕፅል ኢና” ክብሉ ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ፥ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈፀመ ወራርን ግፍዒን ኣድሂቦም ኣብ ወፃኢ ንዝርከቡ መራሕቲ ሃይማኖት መብርሂ ከምዝሃቡ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፆም ኣመልኪቶም፡፡

ኣብቲ እዋን ድማ “ዋላ’ኳ ካብ ሓየልቲ ሃገራት ሰፊሕ ፖለቲካዊ ፅዕንቶታት ይብፅሑና እምበር ንሕና ኢትዮጵያውያን መፃኢ ዕድል ሃገርና ንምውሳን ቃል ኣቲና ኢና” ክብሉ ተዛሪቦም፡፡

“መፃኢና ንምርኣይን ፅባሕነ ብምህናፅን ኢትዮጵያ ንኽትቅፅል ዘኽእል ጥበብ ኣለና” እውን ኢሎም፡፡

ኣምባሳደር ታየ፥ ኣፅስላሴ ምስ ፍሉጣት መራሕቲ ሃይማኖት ብመርበብ ሓበሬታ ፃንሒት ምግባሮም ክብሪ ከምዝተሰመዖም ገሊፆም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.