Fana: At a Speed of Life!

እቲ ሃገራዊ ምኽክር ዝተዓለመሉ ሽቶ ነኽወቅዕ ካብ ሰብ ሞያታት መራኸቢ ሓፋሽ ብዙሕ ትፅት ይበር – ሙሁራን

ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ሃገራዊ ምኽክር ዝተዓለመሉ ሽቶ ነኽወቅዕ ካብ ሰብ ሞያታት መራኸቢ ሓፋሽ ብዙሕ ትፅት ከምዝግበር ሙሁራን ገሊፆም።

ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዪኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ መምህር ክፍሊ ትምህርቲ ጋዜጠኝነትን ምርድደዳእን ዶክተር ኣደም ጫኔን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዋቻሞ ተማራማሪ ጉዳያት እፍሪካ በቀለ ሃብታሙን፥ መራኸብቲ ሓፋሽ ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ካብ ሕዚኡ እናተኸታተተሉ ዜጋታት ግንዛበ ንኽህልዎም ኣካይድኡ እውን ንኁሉ ኣሳታፊ ክኸውን ክገብሩ ኣለዎም ኢሎም።

ሉኣላውነትን ሓድነትን ሃገር ዘጉልሁ ሓሳባት ብኹሎም መድረኻት ክትዕን ልዝብን ክንፀባረቑ ከምዝግባእ እውን ኣገንዚቦም፡፡

እቲ መድረኽ ዘተ ወሰንቲ ጉዳያ ብዘማእኸለ መልክዑ መካተቲን ኣሳታፊን ኮይኑ ክካየድ ከምዝግባእ እቶም ሙሁራን ኣተሓሳሲቦም።

እቲ ከይዲ ድሌት ኩሎም ዘንፀባርቕ ንኅኸውን፤ ብሄራዊ ረብሓን ሓድነት ህዝቢታትን ብዘይጎድእ መልክዑ ክሳለጥ ናይ ግድን ክኸውን ከምዘለዎ ኢዮም ዝሓበሩ።

ብኣፈወርቅ ኣለሙ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.