Fana: At a Speed of Life!

እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ገምጋም ቤት ዕዮ ሚኒስትራት ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ የህዳሴ ኣብ ዝርከበሉ ጉባ እናተኻየደ ዝርከብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ተሓቢሩ።

ስለዝኾነ ድማ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፣ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ሚኒስቴር ፍትሒን ኣብቲ ብዝተትሓዘሎም ትልሚ ስረሖም ከምዝሰርሑ ሚኒስትራት እተን ቤት ዕዮ ሚኒስትራት ተዛሪቦም።

እቲ ግምገማ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝርከበሉ ጉባ ምክያዱ ድማ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ስምዒት ከምዝፈፀረሎም ተዛሪቦም፡፡

ናይ ኩሎም ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲ እናተኻየደ ይርከብ።

ብኣላዛር ታደለ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.