Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ብሞት ነበር ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

አዲስ አበባ ፣ ጥር 26፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዳንኤል አራፕ ሞይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ንኬኒያውያን ፅንዓት ተመኒዮም።

ኣብ 95 ዓመቶም ዝዓረፉ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ፥ ድሕሪ ናፅነት ኬኒያ ካብ ጆሞ ኬኒያታ ቀፂሎም ስልጣን ዝተረከቡ ካልኣይ ፕዚዳንት እታ ሃገር ብምዃን ን24 ዝኣኽሉ ዓመታት ከምዝመርሑ ይዝከር።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.