Fana: At a Speed of Life!

ንሃገርና ክንሰርሖ ዝግባእ ብዙሕ ስለዝኾነ ክበረታታዕ ይግባእ _ ጋዜጠኛሄርሜላ ኣረጋዊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገርና ክንሰርሖ ዝግባእ ብዙሕ ስለዝኾነ ብዝበለፀ ክንበረታታዕ ይግባእ ክትብል ጋዜጠኛሄርሜላ ኣረጋዊ ፃውዒት ኣቕሪባ።

እታ ጋዜጠኛ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንኸኣትዉ ዝተገበረ ፃውዒት ተቐቢላ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ፡፡

ጋዜጠኛ ሄርሜላ ኣብዚ ሕዚ እዋን ምንቅስቓስ የኣክል ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ኣብ መላእ ዓለም ምስፍሕፍሑ ዓቢዪ ትርጉም ከምዘለዎ ብምሕባር፥ ንሳ እውን ንሃገራ እዚ ብምግባራ ሕልማ ከምዘዕወተትን “ንሰርሖ ብዙሕ ስለዝኾነ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ክብርትዕ ይግባእ” ክትብ ፃውዒት ኣቕሪባ።

ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ጀሚሩ ብዝተበረላ ኣቀባብላ ሕጉስቲ ከምዝኾት ብምግላፅ፤ “ኣብ ሃገረይ ብምርካበይ ሕጉስቲ ኢየ” እውን ኢላ።

ኣዲኣ ፕሮፌሰር ሃረገወይን ኣሰፋ ብግደአን፥ “ኣብ ኢትዮጵያ ሃገረይ ተስፋ ኣለኒ፤ ኣነን ሃገረይን ሃገርና ኣብትደልየና ንምግልጋል ድሉዋት ኢና” ኢለን።

ብፍሬህይወት ሰፊው

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.