Fana: At a Speed of Life!

መርሃ-ግብሪ ምፍናው ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ  ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ-ግብሪ ምፍናው ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ  ይካየድ ኣሎ።

ብመሰረት እቲ መርሃ-ግብሪ ካብ ብሄራዊ ሙዚየም ተበጊሱ ናብ 4 ኪሎ ኣደባባይ እቲ ምፍናው ክካየድ እዩ።

ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ምፍናው÷ ኣፈጉባኤ ቤትምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ሓዊሱ ሓርበኛ ኣቦታት፣ ፃውዒት ዝተገብረሎም ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ፍሉጣት ሰባትን ካልኦትን ተረኺቦም።

ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ሎሚ መዓልቲ ናብ ጎንደር ዝፋነው እንትኸውን÷ ኣብ ከተማ ጎንደር ድሙቕ ኣቀባብላ ከምዝግበረሉ ካብ ኮሙዩኒኬሽን ከተማ ጎንደር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.