Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሱዳን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ግዝኣት ብሉ ናይል ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሪፐብሊክ ሱዳን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ግዝኣት ብሉ ናይል ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም።

እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ እንትበፅ፥ ርእሰ ምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ላዕለዎት ኣመራርሓታት ክልቲኦም ክልላት ኣብ ከባቢ ዶብ ዘሎ ኩነታት ፀፅታን ሓበራዊ ምትሕብባር ልምዓት ዶብን ኣመልኪቶም ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.