Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ልዕሊ 67 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት መጣየሺ ዝኸውንን ልዕሊ 67 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም።

ብመሰረት እዚ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን ስራሕ ኢንተርፕራይዝ ከተማ ኣዲስ ኣበባን 46 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር፣ ኤጀንሲ ማሕራዊ ትረስት ፈንድ 20 ሚሊየን ብር፣ ከምኡ እውን ተመረቕቲ ተምሃሮ 1986 ዓ.ም ቤት ትምህርቲ ቅዱስ ዮሴፍ 500 ሺሕ ብር ሓገዝ ገይሮም፡፡

እቲ ሓገዝ ዝተረከቡ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፥ ከም ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ህልውና ኣብ ምምካት መላእ ሓይሊ ፀፅታ ንዘርአዮ ጅግንነት ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡

ማሕበረሰብ ኣዲስ ኣበባ እቲ ኲናት ካብ ዝጅመር እዋ ጀሚሩ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ንሰራዊት ምክልኻልን ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ወገናትን ንዝገበሩዎ ሓገዝ ኣመስጊኖም፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.