Fana: At a Speed of Life!

ማራቶን ሞተርስ ኤሌክትሪክ ተሸከርከርቲ ቻርጅ ዝግበሩሉ ጣቢያ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማራቶን ሞተርስ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሸከርከርቲ ቻርጅ ዝግበሩሉ ጣቢያ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።

ዝተመረቑ 20 ተሸከርከርቲ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሑን “ሃንዳ ኮይና”ን “ሃንዳ ኣዮክን” ዝብል ስያመ ዝተውሃበን ኢየን፡፡

እተን ተሸከርከርቲ ሕድሕደን ክሳብ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ከምዘወፅኣ ተገሊፁ፡፡

ብኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ዝህባን ካብ ነዳዲ ናፃ ብምዃነን ሃገር ንነዳዲ ተውፀኦ ሸርፊ ወፃኢ ካብ ምንካይ ሓሊፉ ኢኮኖሚ ሃገር ንምድጋፍ ዘኽእላ ኢየን ተባሂሉ፡፡

ማራቶን ሞተርስ ኣብ 2023 ዓ.ም 50 ሚኢታዊ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሸከርከርቲ ከምኡ እውን ኣብ 2025 ሙሉእ ብሙሉእ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሸከርከርቲ ጋህዲ ንምግባር ትልሚ ሒዙ እናተንቀሳቐሰ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡

ብቅድስት ብርሃኑ

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.