Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ መሕወዪ ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይብዳህ ደኒን ገፅ መሬትን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መሕወዪ ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይብዳህ ደኒን ገፅ መሬትን ዕላዊ ኮይኑ።

ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ኮሪያን ብሓባር ዝትግብሩዎ መርሃ ግብሪ መሕወዪ ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይብዳህ ደኒን ገፅ መሬትን ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ ዘሎ።

ኣብ ዝተመረፁ ተፋሰስቲ ከባቢታት ዝዓረቐ መሬት መሊሱ ንኸሓዊ ናይ ምግባር ዕላማ ዘለዎ እቲ መርሃ ግብሪ፥ ንመፈፀሚኡ ኸውን 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ተመዲቡሉ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዝትግበር እንትኸውን፥ ነቲ መርሃ ግብሪ መፈፀሚ ዝኸውን ወጻኢ ብኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት ኮሪያ ከምዝሽፈን ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.