Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ኮሚቴ “ኣብ ዓቢዩ ጉዕዞ ናብ ሃገር” ዝግበር መርሃ ግብሪ ኣቀባብላ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ “ኣብ ዓቢዩ ጉዕዞ ናብ ሃገር” ዝግበር መርሃ ግብሪ ኣቀባብላ ዕላዊ ገይሩ።

ዳያስፖራ ኣብ ፃንሒቱ ካብ ሞንጎ ዘሳልጦም መርሃ ግብሪታት፥ ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ምዕዛብን በቲ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ምሕጋዝን እዚ ቀንዲ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ካብ 20 ታሕሳስ ክሳብ መፋርቕ ወርሒ ጥሪ ኣብ ዝህሉ ፃንሒት፥ ኣቀባብላ እንኳ ደሓን መፃእኹም፣ ዝተፈላለዩ ፌስቲቫላት፣ ሲምፖዜም፣ በዓል ልደት ኣብ ላሊበላ፣ ጥምቀት ኣብ ጎንደርን ካልኦት ብዙሓት መርሃ ግብሪታትን ክሳለጡ ኢዮም።

ብቆንጂት ዘውዴ

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.