Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣውሮፕላናት ቦይንግ ማክስ 737 ናብ ስራሕ ክምለስ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣውሮፕላናት ቦይንግ ማክስ 737 ናብ ስራሕ ክምለስን ኣገልግሎት ከጀምርን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር ኣውሮፕላናት ቦይንግ ማክስ 737 መሊስካ ናብ ሰራሕ ንምምላስ ምድላዋቱ ከምዝዛዘመን ናይ ፈለማ በረርኡ ከምኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1 ለካቲት 2022 ከምዝጅምር ገሊፁ።

ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም፤ ቀዳማይ ተግባር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ድሕንነቱ ዝሓለወ ግልጋሎት ምሃብ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እቲ መገዲ ኣየር ኣውሮፕላናት ማክስ 737 መሊስካ ናብ ስራሕ እንትምለስ ዝተፈላለያ ሃገራት ትካላት ቁፅፅር ኣቪዬሽን እቲ ፍቓድ በረራ ኣውሮፕላን ድሕሪ ምሃብ ከምዝኾነ እውን ገሊፆም።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.