Fana: At a Speed of Life!

ቁናኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ንምርኢት ህዝቢ ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱሪዝም ከተማ ጎንደር ንምንቕቓሕን ዋሕዚ በፃሕቲ ንምውሳኽን በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር ንልዕሊ 150 ዓማውቲ ኣብ እንግሊዝ ፃንሒት ድሕሪ ምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ቁናኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ንምርኢት ህዝቢ ከምዝቐርብ ተቐዳሚ ምክትል ከንቲባ ዘውዱ ማለደ ኣፍሊጦም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዳያስፖራ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ስዒቡ በዓል ጥምቀት ንምኽባር ናብታ ከተማ ዝመፅ ኣጋይሽ ኣብ ዝተኣናገዱሉ ኩነታት ምስ ወነንቲ ሆቴል ልዝብ ተገይሩ፡፡

ኣይተ ዘውዲ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብታ ከተማ ዝኽበር በዓል ጥምቀት ዝተዘሓሓለ ዓውዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዓቢዪ ዕድል ዝፈጥር ኢዩ፡፡

ምንቅስቓስ ቱሪዝም እታ ከተማ ንምንቕቓሕን ዋሕዚ በፃሕቲ ንምውሳኽን ኣብቲ በዓል ቁናኖ ሃፀይ ቴዎድሮስ ናብ ከተማ ወፂኡ ንምርኢት ንበፃሕቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ክጉብነ ከምዝግበር ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.