Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽኽር ዘተኮረ ካልኣይ ዙር ዕላዊ ዘተ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽኽር ዘተኮረ ካልኣይ ዙር ዕላዊ ዘተ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ እታወታት ከከም ኣድላይነቶም ኣብ ውሽጢ እቲ ኣዋጅ ከምዝካተቱ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ቀዳማይ ዙር ዘተ 11 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ከምዝተኻየደ ይፍለጥ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.