Fana: At a Speed of Life!

ናይ ሕሶት ፀብፃባት ኣብ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዘብፀሖ ፅዕንቶን መፍትሒኡን ብዝብል ርዕሲ ምኽኽር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር “ናይ ሕሶት ፀብፃባት ኣብ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲ ዘብፀሖ ፅዕንቶን መፍትሒኡን” ኣብ ዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቐዳማይ ሚኒስትር ሙሐዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፣ ውሃቢ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ አምባሳደር ዲና ሙፍቲ፣ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰል ዶክተር ኦባንግ ሜቶን ካልኦት ተሳተፍቲን ተረኺቦም እዮም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ወፍሪ የኣክል ሓዊሱ ዲፕሎማሲ ምዕብልቲ  ኢትዮጵያ፤ ታሪካዊ ዳህሳስ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ኣብ እዋን ኵናትን፤ ምዕራባውያን  ሚድያታት ኣብ ምስሊን ፅዕንቶን ኣፍሪካ ኣብ ዝብሉ ጉዳያት ምኽኽር ከምዝግበር ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.