Fana: At a Speed of Life!

ካብ ገረገራ ክሳብ ጋሸና ዘሎ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኣብ ኣርባዕተ መዓልቲታት ክዛዘም ኢዩ – ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ገረገራ ክሳብ ጋሸና ዘሎ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ መዓልቲታት ንምዝዛም ርብርብ እናተገበረ ምዃኑ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ቢሮ መተሓላለፊ መስመራትን መከፋፈልቲ ኦፕሬሽን ጣቢያታትን ሪጅን ሰሜን ምዕራብ ኣፍሊጡ።

ዳይሬክተር እቲ ቢሮ ውበት ኣቤ ከምዝገለፁዎ፥ ቅድሚ ሕዚ ጉድኣት በፂሑዎም ካብ ዝነበሩ መተሓላለፊ መስመራት ብተወሳኺ ኣብ ሓሙሽተ ቦታታት ጉድኣት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ እቶም ሰለስተ ከቢድ ናይ ምቁርራፅ ጉድኣት ዝበፅም ኢዮም፡፡

ዝበፅሑ ጉድኣታት ናይ ምፅጋን ስራሕቲ ብርብርብ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ዝሓበሩ እቶም ዳይሬክተር፥ ኣብ ዝቕፅሉ ኣርባዕተ መዓልቲታት ክዛዘም ከምዝኽእል ካብቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.